ንመሃር (ወዲ ማሕታ)@wedimahta2Kfriendsadd ንመሃር“ሐባኢ ቁስሉ ሐባኢ ፈውሱ” ምስላ አቦዋት። ፍቅሪ ህዝብን ሃገርን ዘለዎ ዜጋ: ሰልጣን ህዝቢ ገቢቱ ሃገር ዘዕኑ ዘሎ ውልቀ መላኪ ከፍቅር አይክእልን ኢዩ። ኩሉ እቲ ንህዝብን ተጋደልትን ዝተአተወሎም መብጸዓታት ተጠሊሙ ኢዩ። ከዳዕን ጠላምን እንዳ ሐደረ ይፎኩስ! ግዜ ለኩሉ! 💙💙💙ወዲቶም ጀጋኑ ወነንቲ ርስትን ጉልትን💙💙💙።