Wedi Gerie
@wedi.gerie
75
friends
🖤🎹🎺🎻🎷🪕🎸🪘🥁🎤 👉ክንዲ ዝኸበደ ይኽበድ ክንዲ ዝጸንከረ ይጸንክር ንብረትካ እምበር ክብረትካ ኣይትሽጥ👈🙎🏾 👉*ብዘይ ጸሎት ኣይትውጻእ🙏 👉*ብዘይ ተስፋ ኣይትንበር 🤞 👉*ብዘይ ዕላማ ኣይትጓዓዝ🏃♂️ 🙏🙏ፈጣሪ'ኳ ኣየስጥማ🙏🙏 ምክሐን ትዕቢትን ከምዘውድቑኻ ፍሉጥ'ዩ። ናይታ ፍልጥቲ መርከብ ታይታኒክ ንድፊ ዝሰርሐ ቶማስ ኣንድረውስ ፡ድሕሪ'ታ መርከብ ተሰሪሓ ምዝዛማ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ብዛዕባ ታይታኒክ ክገልጽ እንከሎ፡- "እዛ መርከብ ፈጺማ ክትሰጥም ዘይትኽእል ኰይና'ያ ተሰሪሓ፡ፈጣሪ'ኳ ባዕሉ ከስጥማ 'ተዝደሊ ኣይምኽኣለን "ዝብል ደፋር ትዕቢት ዝሓዘለ መልሲ ሂቡ። እንታይ'ሞ እታ መልሲ ኣይደንጎየቶን ኣብ ፈለማ ጉዕዝኡ ንብዙሓት ዘይተመክሑ ለኪሙ ምስታ መርከብ ሰጢሙ ተሪፉ።