Clubhouse logo

Kalieb Mekseb

@kaliebmekseb

346

friends

"ምስ ሰባት እናሃለኻ ኣብ ጫካ ትነብር" -ዝርደኣልካ ምስ እትስእን። "ሓደ ነገር እመን ካብ ሰብ ተፈሊኻ ከምዘይ-ትነብር፡ ምኽንያቱ ስድራኻ ዉን ሰብ እዮም! ሓደ ነገር ፍልጥ ኣብዛ ዓለም ካባኻ ዝበልጽ ሰብ ከምዘዮሎ!" "ዕርክነት ዮለን ብዘይ ምትእምማን ምትእምማን የሎን ብዘይ ምሉእነት/ንጹህነት" "ጽልኢ ብፍቕሪ'ምበር ብ ጽልኢ ኣይሰዓርን እዩ" "እቲ ንነብሱ ናብ ዝለዓለ ደርጃ ክወስድ ዝደሊ ሰብ ን ተራ ባእስታት ዝኸዉን ግዜ የብሉን" "ንሰብ ዝኾነ ነገር ክትምህሮ ኣይትኽእልን እይኻ። ኣብ ዉሽጡ ዘሎ ነገርት ንኽረክብ እይኻ ትሕግዞ" "እንተ ኺእልካ ካብ ካልኦት ሰብት ንላዕሊ ለብም፡ ካብኦም ከምትልብም ግን ከይትነግሮም" "ካብ ሰንኬሎ ምሉእ ዕረ ንጣብ መዓር ሃመማ ትሕዝ"( ሊንከን) "ድሌትካ ስምዒት ክስመዓካ ግቡእ እዩ፡ ኣነ ንስኻ እንተዝኸውን፡ ከምቲ ንዓኻ ዝስመዓካ ዘሎ ምተሰማዓኒ።" "ንሰብ ዘነኣእስ ነገር ክዛረብ ወይ ክገብር ዝኾነ መሰል የብለይን። እቲ ዘገድስ ኣነ ብዛዕብኡ ዝሓስቦ ዘይኮነስ፡ ንሱ ብዛዕባ ነብሱ ዝሓስቦ እዩ። ናይ ሰብ ክብረት ምህሳይ ገበን እዩ።"(ሳን-ኤግዝዩፕ) "ብሉጽ ባህሪ እንተዘይብልካ፡ ዘሎካ ምሰል"(ሸክስፔር) (ልምድታትካ ቀይር) "እንተደኣ ርግጸኛ ኣለኻ እቲ ማዕጾ እኽፈት'ዩ መን ይሓትት፡ ይምለሰሉ መን ይህብ፡ ይቕበል መን ይደሊ፡ ይረከብ". "ርግጸኛ ኣብ ዘይኮንካሉ ማዕጾ ኣይክፈትን ሕቶ መላሲ የብሉን ዝወሃብ የሎን ድሌት ብዘይ ርጉጽነት ኣይንጽርን" Alles gebeurt in het Nu en alles vinden we in het Nu." "ሕጂ ከጋጥም ዝኽእል እንተደኣ ንሕጂ ረኺብናያ ሃሊና እዩ" #"ሰባት ኩነታቶም ከመሓይሹ ካብ መጠን ንላዕሊ እዮም ዝደልዩ፡ እንተኾነ ግን ነብሶም ከማዕብሉ ይህከዩ! በዚ ድማ ከይተለወጡ ይነብሩ" # "ምሕሳብካ ዘይተርፈካ፡ ንምንታይ ሽግር እገጥመኒ ኢልካ ዘይኮነ ከመይ ኢለ ካብዚ ሽግር እወጽእ ኢልካ ሕሰብ"(kabila) #"ኣብ ሕይወት ምስ ሓድሽ ስምዒት ከይተጋጠምካ ክትነብር ኣይከኣልን" # " እስኻ እቲ ትብሎ ኢኻ እሞ ይኽእል እየ ኢልካ ኣስመዓኒ!!! "ሕጂ ከጋጥም ዝኽእል እንተደኣ ንሕጂ ረኺብናያ ሃሊና እዩ"(kabila) "ጽባሕ ከምእትመዉት ሓሲብካ ንበር፡ ንዘልኣለም ከምትነብር ሓሲብካ ድማ ተመሃር" "ሰባት ቀዋሚ ባህርያት የብልናን፡ ልምድታትና ኣብ ዝቕየረሉ ባህርና ይቕየር እዩ" (kabila)