Clubhouse logo

እዋን Love

@gebrial

108

friends

ኣብ ድሕሪ ሓደ ሓያል ህዝቢ፡ምርጫ ዘይህቦ ሓያል ታሪኽ ኣሎ! ፖዉሎ ኮኢልሆ! 1 ኣብ ጎደበና ዝከናወንን ዝሓልፍን ዘሎ መድረኽ፡ ናይ ማሕበረ ፖሎቲካዊ ቁጠባ ግጭት ጥራሕ ጌርካ ምቅማጡ ንስጥመት ናይ'ቲ ዝኸዉን ዘሎ ህልዊ ኩነት፡ ምልኣዉነቱ ካብ ዘይምርዳእ ዝኽሰት ቁንጫል ዘረባ'ዩ።፡ እቲ ዝካወን ዘሎ፡ ሂወት ኣሻሓት መንእሰያት ለኪሙ ዝሓልፍ ኩነት ኮይኑ፡ ብቀንዱ ግን ናይ ስልጣኔ ፍልልያት ዝፈጠሮ ዓቢ ጎንጺ'ዩ።