Haile'ድሩዕ
@eritrea1975
353
friends
ሃገር ማለት፣ እምባታት ፡ ጎላጉላ :ወሓይዛት :ቀላይት: ኣዳራሽ:ሓወልትታት ኣይኮነን። ሃገር ማለት ሰባት እዮም ፡ እቶም ኣብታ መሬት ኣቦታትካን መሬትካን ዝነብሩ ሰባት። ልሳንካ ዝልሳኖም ሰባት:ንሳቶም እዮም ሃገርካ። ነዚኣቶም ዘይተፍቅሮም እንተ ድኣ ኮይንካ ሃገር’ካ ዘይተፍቅር ምካንካ ኣጸቢቅካ ተረዳእ። እንተ ደልሃቀካ:እንተ ፈኸርካ:ብጉማድ እንተ ተሰላላዓካ: ኣብ ህዝቢ ሸበሮ እንተ ኣእተኻ፡ ልዕሊ ወዲ ሃገርካ ዝበለጽካ እንተ መስለካ፣ ^ፍቅሪ ሃገር ዝመስሎም ብዙሓት ኣብ ምልእት ዓለም ኣለዉ^ እዚ ግን ፋሽዝም እዩ እምበር ፍቅሪ ሃገር ኣይኮነን። Welwel