Eri-power Mind
@eri-powermind
247
friends
✝️ 🇪🇷 🙏🏾 ሕልሚ ናይ ምርኻብ ክንሰርሕ ክንፍንጥሕ ዘሰልችዉ ሂወት ክንደገም ዓሪቡ ይወግሕ ኣብ ሸዊት ዒድሜና ምስ ካዕቦ ፍቕሪ እዚ ግዜ ክሓስም እዚ እዋን ንዓና ዝፈልይ ወስኒ ወስኒ ወስኒ ኣነ ዉን ክዉስን ! ኣብ በይንኺ ኣይመስልኪ ዓይነይ'የ ኣብ በይንኺ ኣይምሰልኪ እቲ ግህዶ'የ ተሃሲኺ ለኺ - ኣነ ዉን ተሃስየ ኣበይ እሞ ክንኣቱ ኣበይ ናበይ እቲ እዋን ትዘይነገረ ! 📚 ገለ ካብ ሓቕታት ሂወት ንምድህሳስ 📚 ብፍቕሪ ኩሉ ይኽሰብ : ብጽልኢ ኩሉ ይኽሰር ንኽትነብር ንመነ'ን ከም ትስዕብ ፍለጥ ! @Eri_Powermind ( insta) ሰላም ዉሽጥኻ ንኽትሕሉ ኣእምሮኻ ማለት ሓንጎልካ ንመን' ካብ' መን ከም ትካርን/ተካርን : መምራጽ ሓይል - ጸዓሪ ዉን ክድልየካ ኢዩ። @Eri_Powermind ( Instagram) ✅ኣስተዉዕል ✅ ሰብ ርጉም / ሰብ ዉን ለዋህ ኢዩ እሞ ካብ ሰብ ኢዩ ርጉም እንዳበልካ መምራር ሓራ ኹን '። ብቕጽበት Eri_Powermind ( instagram ) ✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨ ሓርነት መንፈስ'ን - ንፍሰ ስጋን ኢዩ ዝድልየና ዘሎ ግዚኡ !